Sprache waehlen

ምስ ሓዘንተኛታት ኣብ ግዜ ሓዘን ምስታፍ

ምፍልላይ ናይቲ ዝለመድካዮ(ክዮ) ናይ ሂወት መንገዲ ወይ ትፈትዎም (ትፈትውየን) ሰባት ክትጻወሮ (ክትጻወርዮ) ከቢድ እዩ። ግን ኣገዳሲ እዩ ነቲ ልሙድ ኣብ ግዜ ሓዘን ንሓዘንተኛታት ምጽንናዕ ዝግበር ስርዓት ክትገብሮ (ክትገብርዮ)፥ ብዝኾነ ግን ምጽንናዕ እቲ ህያው ዝኾነ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጥራይ እዩ ክህብ ዝኽእል። ብሽም እቲ ኣብ ቀረባና ዝመጸ የሱስ ክርስቶስ!።

ምስ ሓዘንተኛታት ኣብ ግዜ ሓዘን ምስታፍ

Feel free to share it

ንስኻ(ኺ) ድኻ(ኺ) ወይ ካልእ ሰብ ኣብ ጥቓኻ ዘሎ ሓዘንተኛ? *ሓዘን* ፍልይ ዝበለ ትርጉም ካብ ምሕራቕ ወይ ደማ ምኹራይ እዩ ዘለዎ። *ሓዘን* ካብ መዓሙቕ ልቢ እዩ ዝብገስ፥ እዚ ድማ ትፈትዎ(ዋ) ሰብ ወይ ድማ ንዓኻ(ኺ) ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ(ዋ) ሰብ ብሞት ምስ ዝፍለየካ(ኪ) እዩ።

እዚ ድማ ብምኽንያት ሃገራዊ፡ ስድራቤታዊ ወይ ድማ ብማሕበራዊ ኣገጣሚታት ንኣብነት ብመኽንያት ስደት ወይ ምግዓዝ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ክኸዉን ይኽእል እዩ ወይ ዉን ብምኽንያት ጥዕና፡ ብሞያዊ ምኽንያት፡ ናይ መጻኢ መደብካ(ኪ) ወይ (ናይ) መጻኢ ሕልምታትካ(ኪ) ዘጋጥም ክሳራ ክኸዉን ይኽእል እዩ።

ሓዘን ምስ ዘጋጥም ከመይ ጌርካ(ኪ) ትጻወሮ(ዮ)

ጽቡቕ እዩ እንድሕር ሰባት ንሓዘንተኛታት ፍቕርን ምጽንናዕን ሓገዝን ዝህቡ(ባ) እንተ ኣለዉ። እቶም(ተን) ምጽንናዕ ዝህቡና (ዝህባና) ሰባት ግን እቲ ዘልኣለማዊ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጥራይ እዩ ዝህበና። እቲ ከም ሰብ ብስልጣኑ ዝተገልጸ ዝረድኣና የሱስ ክርስቶስ እንተ ደኣ ፈሊጥናዮ ብእኡ ካብ ዉሽጥና ክንጸናናዕ ይዛረበና *ወንጌል ማቴዎስ 5፡4* “ዝጉህዩ ንጽንናዕ ክረኽቡ እዩም እሞ ቡጹኣን እዮም” ይብል።

ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትካ(ኪ) እንተ ደኣ ንድሕሪት ከም ዘይትምለስ(ሲ) ተኣማሚንካ(ኪ) ብዉሑዱ ብዘይ ስክፍታ ስሚዒትካ(ኪ) ክትገልጸሎም(ለን) ትኽእል(ሊ) ሰባት ክትደልይ(ዪ) ኣለካ(ኪ)። ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትካ(ኪ) እንተ ደኣ ንድሕሪት ከም ዘይትምለስ(ሲ) ተኣማሚንካ(ኪ) ብዉሑዱ ብዘይ ስክፍታ ስሚዒትካ(ኪ) ክትገልጸሎም(ለን) ትኽእል(ሊ) ሰባት ክትደልይ(ዪ) ኣለካ(ኪ)። ሓዘን ከቢድ ነገር እዩ ግዜ ድማ የድልዮ። ብዝተኻእለ ዝተወደበ መዓልታዊ ንጥፈታት ነቲ ሓዘን ንከውጽኦ ይሕግዝ። ዋላ እዃ በሰላ እንተ ሃለወ ግን ይሕግዝ እዩ። ነቲ ሓዘን ከሞኡ ውን ምስኡ ዝተኣሳሰር ሓያል ስሚዒት ክትገድፎ (ክትገድፍዮ) ግዜ ሃቦ (ሃብዮ)። ነቲ ናይ ሓዘን ስምዒት ንምጽንናዕ ዘድልየካ(ኪ) ነቲ ኣጋጢምካ(ኪ) ዘሎ ብምድባስ እዩ።

ኣብ ሂወት ብርሃንን ጸልማትን ከምኡ ውን ሓጎስን ሓዘንን ዝተኣሳሰረ እዩ። ዋላ እኳ ንክትጻወሮ (ክትጻወርዮ) ከቢድ እንተ ኾነ እዚ ሓጋዚ ክኸዉን ይኽእል እዩ። ጽቡቕ ዝኽሪ ንኽህልወካ(ኪ) ን ድሕሪ'ዚ ድማ ብርእሰ ምትእምናን ሓድሽ ሂወት ንኽህልወካ(ኪ) ዓቢ ቓልሲ እዩ። ግን ከን በሓድሽ ምብጋስ ተስፋን ናይ ሂወት ሓቦን የማዕብለልካ(ኪ) እዩ።

ሞትን ዘልኣለማውነትን

እዚ ምስኡ ዝተኣሳሰር እዩ እንድሕር ንዓኻ(ኺ) ሓደ (ሓንቲ) ትፈትዎ (ትፈትውዮ) ሰብ እንተ ሞይትካ(ኪ) እቲ ዝበለጸ ምጽንባዕ እቲ(ታ) ሰብ ናብ ዘልኣለማዊ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ከምዝኸደ(ት) ከምኡ ውን ጽቡቕ ከም ዘሎ(ላ) ምእማንን ምፍላጥን እዩ። እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ተማባጺዕልና እዩ። ነቶም (ተን) ኣብ ሂወቶም(ተን) ሞትን ትንሳኤን የሱስ ክርስቶስ ዝተቀበልዎ(ኦ) ምስ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ዝተዓርቁ(ቃ) ኣብ *2 ይ ቆሮንጦስ 5፡15-18* እንድሕር ንስኻ(ኺ) ኣብዚ ዕርቂ ትነብር(ሪ) ኣለኻ(ኺ) እቲ ሓጎስ ባዕሉ ክመጸካ(ኪ) እዩ። ነቶም (ተን) ትፈትዎም (ትፈትውዮም) ሰባት ኣብቲ ዘልኣለማዊ ሂወት ክትርእዮም(የን)።

እብድሕር ንስኻ(ኺ) እቲ ምጽንናዕን ዘልኣለማዊ ሂወትን ምስ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ተዘይብልካ(ኪ) ብዛዕብኡ ብዙሕ ክትፈልጥ(ጢ) እንት ደሊኻ(ኺ) ምስቶም(ተን) ንዓኻ(ኺ) ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት www.Deutschland-Begleiter.de ክትውከስ ዝደገፉኻ(ኺ) ሰባት ወይ ድማ ምስ ሓንቲ ኣብ ከባቢኻ(ኺ) እትርከብ ቤተ ክርስትያን ርክብ ግበር(ሪ) ምስቶም(ተን) ብሓቂ ርክብ ምስቲ ህያብ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ዘለዎም(ወን) ሰባት ተራኸብ(ቢ)። ነቶም(ተን) ነዚ ዕደል እዚ ንኽትረክብ(ቢ) ክሕግዙኻ(ኺ) ማዕጾ ዝኸፈቱ(ታ)። ከምኡ ውን ብጸሎትን ምንባብ መጽሓፍ ቅዱስን ብቀጥታ ኣብኡ ክትውከስ(ሲ) ትኽእል(ሊ) ኢኻ(ኺ)። *ትንቢት ኤርሚያስ 29፡13-14* “ብምሉእ ልብኹም እንተ ደሊኹምንስ ክትደልይንን ክትረኽቡንን ኢኹም፡ ክርከበልኩም ንምምራኽኩም ክመልሶ ካብ ኩሎም እቶም ናባታቶም ዝሰጎግኩኹም ህዝብታትን ስፍራታትን ድማ ክእክብኩም እየ ይብል እግዚኣቢሄር“ ንሱ ምስ ናይ ኩሉ ዋጋ ዝምድና ይደሊ ኣሎ፡ ምሳኻ(ኺ) ይጽበየካ(ኪ) ኣሎ!!!

ንሓዘንተኛታት ምስናይ ኣገዳሲ እዩ

ብዝበለጸ ንሓዘንተኛታት ክትሕግዝ(ዚ) ትኽእል(ሊ) ኢኻ(ኺ)። ነቶም(ተን) ኣብ ጎኖም(ነን) ጠጠው ክትብል(ሊ)ን ጽን ኢልካ(ኪ) ክትሰምዖም (ክትሰምዕዮም) ትኽእል(ሊ) ዋላ ዉን ብዘይ ቀጥታዊ ዝኾነ ምኽሪ። ኣብ ኣሸጋሪ ዝኾነ ሂወት'ቶም(ተን) ኣሰንዮም (ኣሰንኒየን) ብሓባር ናብ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ብምጽላይ። እቲ ከጻናንዖም ዝኽእል ንሱ እዩ። ልክዕ ከምቲ ነቲ ዘለዉዎ(ኦ) ሂወት ከም ዘለዎ ተቐቢልካ(ኪ) ኣጸናንዓዮም (ኣጸናንዕየን) ምናልባት ኩሉ ከም ዝነበሮ ክህሉ ከም ዘይክእል ንገዛእ ነብስኻ(ኺ) ዉን ኣረጋግጽ(ጺ)። ዋላ ውን ነቶም(ተን) ዝተረፉ ሂወት ሂወት ብቐሊል ጽቕጽል እንተ ሃለወ እዚ ምፍልላይ ብዝቀልጠፈ ኩነታት እቶም(ተን) ብከቢድ ዝተሃስዩ(ያ) ሰባት ክሕግዞም(ዘን) ይኽእል እዩ።

እንድሕር እቲ ኩነታት ልዕሊ ዓቕምኻ(ኺ) ኮይኑ ተሰሚዕካ(ኪ) ወይ ዉን ምናልባት ነቲ ቛንቛ ናይቶም ኣብ ከባቢኻ(ኺ) ዘለዉ(ዋ) ብልክዕ ተዘይ ተረዲእካዮ(ክዮ) ሓጋዚ(ት) ምድላይ ኣገዳሲ እዩ፡ ንኣብነት ኣብ ናይ ኢንተርነት መርበብ ሓበሬታ www.Deutschland-Begleiter.de ተወከስ(ሲ)፡ ኣብ ጥቓኻ(ኺ) ንስደተኛታት ወይ ዉን ወጻእተኛታት ክተሓባበሩ(ራ) ንዝድልዩ(ያ) ኣብ ጥቓኻ ዝርከባ ኣብያተ ቤተ ክርስትያን ድለ(ዪ)።

እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ምሳኻ(ኺ) ይኹን!!! ንሱ ይርከበልካ(ኪ) ን ኣብ ናይ ካልኦት ሰባት ሂወት ዉን ይጠቐመልካ(ኪ)!!!

Download

You can download this article in your language as a pdf-file: