Sprache waehlen

ኣብ ሰዓትካ ምርካብን ቆጸራን

[Translate to Tigrinya:] Pünktlichkeit und Termine
Foto: I-vista, pixelio.de

Feel free to share it

ኣብቲ መጀመርታ ኣዋርሕ ናብ ጀርመን ዝመጻእኩምሉ ብዙሕ ቆጸራታት ምስ ናይ መንግስቲ ቤትጽሕፈታት ኔሩኩም ይኸዉን እዩ። ኣብ ሰዓትካ ምርካብ ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ርኢኹሞ ትኾኑ ኢኹም። ኣብ ጀርመን ቆጸራ ምኽባር ኣዝዩ ዓብዪ ነገር እዩ። ኣብ ቆጸራኻ ቀልጥፍካ ምስ እትርከብ ዓብዪ ክብረት እዩ፣ ትድንጒ እንተ ኮንካ ድማ ኣቀዲምካ ምሕባር ኣዝዩ ኣድላዪ እዩ፣ ዶንጊኻ ምምጻእ ግን ኣዝዩ ሕማቕ እዩ፣ ናብ ዝኾነ ቆጸራ ዶንጊኻ እንተ መጺእካ ሕማቕ እዩ። ናብ ናይ ስራሕ ቆጸራ ዶንጊኻ ምምጻእ ስራሕካ ምግዳፍ ማለት እዩ ካልኣይ ግዜ ዉን ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል ዉን ምስ ቆጸራ ምኽባር ዝተታሓሓዘ እዩ። ሰራሕተኛ ናይ ሓንቲ ትካል ኮንካ ቆጸራኻ ዘይተኽብር እንተ ኮንካ ናብ ምስጓግ ዉን ክስዕብ ይኽእል እዩ።

ኣብ ሰዓትካ ምርካብ ብፍላይ ኣብ ቆጸራታት

እዚ ኣብ ስራሕ ጥራይ ዘይኮነስ ወላ ኣብ ግላዊ ዕድመታት ዶንጊኻ ምምጻእ ንዕቀት እዩ ዘርኢ። ቀልጢፍካ ምምጻእ ከኣ ኣኽብሮት እዩ ዘርኢ።

Download

You can download this article in your language as a pdf-file: