12 Topics
-
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም
-
ኮርናን ዕድላትን ኣብ ጊዜ ቀውሲ
ኣየናት ግላዊ ዕድላት ከምጽኣልካ ይኽእል እዚ ናይ ኮረና ቀውሲ፧ ሰዓብቲ ክርስቶስ ምስኡ ኣካይደኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ-ስለምንታይ እዮ መብዛሕቲኡ ነገርከ ምስ ናይ ርመን ባህሊ ምትሕሓዝ ዘለዎ፧
-
ናጽነትን ስርዓትን
-
ምትእምማን ቅንዕነትን
-
ማዕርነትን ሰላምታን
-
ኣብ ሰዓትካ ምርካብን ቆጸራን
-
ጽምዋ ወይ ብሕታዉነት
ዝኾነ ሰብ ጥቡቕ ርክብ ምስ ካልእ ሰብ የድልዮ እዩ። ስለ ዘይሰመረልካ(ኪ)፡ ብተደጋጋሚ ናብ ፍርሕን ጽምዋን ወይ ብሕትዉና ይመርሓካ(ኪ) ኣሎ፡ ከመይ ጌርካ ነዚ ናይ ጽምዋ ወይ ብሕትዉና ግዜ ክትስዕሮ- ክትስዕርዮ ከም ትኽእል(ሊ) ኣብዚ ተወከስ(ሲ)።
-
ናይ ሃገረ ፈደረላዊት ሪፖፕሊክ ርመን ዝግበር ባህሊ ኣብ ግዜ ሓዘን
ኣብ ሃገረ ፈደራልያዊት ሪፖፕሊክ ጀርመን ከመይ ጌርካ(ኪ) ኣብ ግዜ ሓዘን ከም ትሳተፍን ዉሽጣዊ ናይ ሓዘን ስሚዒትካ ከም ትገልጸን ፍሉጥ ባህሊ ኣሎ። እዚ ባህሊ እዚ ድማ ሓደ ኣካል ነቶም(ተን) ሓዘንተኛታት ሰባት ምኽባር እዩ።
-
ምስ ሓዘንተኛታት ኣብ ግዜ ሓዘን ምስታፍ
ምፍልላይ ናይቲ ዝለመድካዮ(ክዮ) ናይ ሂወት መንገዲ ወይ ትፈትዎም (ትፈትውየን) ሰባት ክትጻወሮ (ክትጻወርዮ) ከቢድ እዩ። ግን ኣገዳሲ እዩ ነቲ ልሙድ ኣብ ግዜ ሓዘን ንሓዘንተኛታት ምጽንናዕ ዝግበር ስርዓት ክትገብሮ (ክትገብርዮ)፥ ብዝኾነ ግን ምጽንናዕ እቲ ህያው ዝኾነ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጥራይ እዩ ክህብ ዝኽእል። ብሽም እቲ ኣብ ቀረባና ዝመጸ የሱስ ክርስቶስ!።
-
ብዛዕባ ክርስትያናዊ እምነት ክትፈልጥዎ ዘለኩም
-
ልደት ኣብ ጀርመን
No results