Here you'll find a selection of videos and articles that may help refugees to understand better the German way of life. Several topics are depicted and connected to their Christian roots where possible in order to enable a dialogue with the refugees about our country and society. The videos and articles are ready for download, so you can use them for open cafés and other events for refugees.
We‘ll post new topics in the coming weeks, so you're welcome to come back for more.
ክፋል እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ከመይ ትዉዕሉ። ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን። ሰሰናዩ ንምነየልኩም።
read further
እንቋዕ ናብ ጀርመን ብደሓን መጻእኩም። እንቋዕ ናብዛ ናይ ኢንተርነት ዌብ-ሳይት ድማ ብደሓን መጻእኩም። እዚ ሒዝናልኩም ዘለና ሓበሬታ ኣብ ጀርመን ናብራ ኣብ ጀርመን ከመይ እዩ ዝሕብር እዩ።Life in Germany
Social interaction in Germany is generally regulated by law. Nevertheless, there are lots of expectations and unwritten rules people abide to. Some of those you’ll find in this category.
ኣዉሮጳ እንታይ ይመስል
ወዲ ሰብ ኣብዚ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ንኽበጽሕ ብዙሓት መዋእል ግዜ እዩ ወሲዱ። ከምኡ ድማ ኣዉሮጳ ከምዚ ሕጂ ኮይንዎ ዘሎ ክኸዉን ብዙሕ እዩ ወሲዱ። ናይ ኣዉሮጳ ታሪኽ ምስ ክርስትና ዝተሰረተ እዩ። ዳርጋ መብዛሕትኡ ኣዉሮጳ ኣብ ክርስትና ይኣምን ብመጽሓፍ ቅዱስ ዉን ይኣምን።
read furtherእሙንን ሓቀኛን ምዃን
ኣብ ኣዉሮጳ ብፍላይ ድማ ኣብ ጀርመን ሰባት ናይ ዓሌት ወይ ባህሊ ወይ ስድራቤት ዶብ የብሎምን፣ ምስ ዝኾነ ሰብ ክመሓዛዘዉን ኣዕሩኽ ክኾኑን ይኽእሉ እዮም፣ ሓንቲ ነገር ግን ኣዝያ ተገድሶም ነገር ኣላ ንሳ ኸኣ ምትእምማን እያ፣ እሙን ክትከዉን ኣለካ ሓቀኛ ክትከውን ኣለካ ምኽንያቱ ሰባት ክትሕስዎም ኣይፈትዉን እዮም።
read furtherማዕርነትን ሰላምታን
ኣብ ጀርመን ወልቀሰብ ካብ ሕብረተሰብ ወይ ካብ እኩባት ሰባት ንላዕሊ የገድስ። ዉልቃዊ ሓርነትን ዉልቃዊ መሰልን ማዕርነት ናይ ሕግን ኣብ ዉልቀሰባት ዝለዓለ ቀዳምነት ኣለዎ።
read furtherኣብ ሰዓትካ ምርካብ
ኣብቲ መጀመርታ ኣዋርሕ ናብ ጀርመን ዝመጻእኩምሉ ብዙሕ ቆጸራታት ምስ ናይ መንግስቲ ቤትጽሕፈታት ኔሩኩም ይኸዉን እዩ። ኣብ ሰዓትካ ምርካብ ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ርኢኹሞ ትኾኑ ኢኹም። ኣብ ጀርመን ቆጸራ ምኽባር ኣዝዩ ዓብዪ ነገር እዩ።
read further
Christian faith
In Germany and other Christian countries there’s freedom of religion. Even though the Christian faith may be practiced differently, some common foundations exist. Here you’ll learn more about those foundations and how the Christian faith has developed.
ብዛዕባ እምነት ክርስትና ክንፈልጦ ዘለና
ዳርጋ ኩሎም ጀርመናዉያን ናብ ቤተክርስትያን ይኸዱ እዮም። እዚ ድማ እምነት ክርስትና መሰረታዊ ነገር ናይ ሕብረተሰብና ምዃኑ የርኢ። ግናኸ ሎሚ እምነቱ ዘካፍል ዳርጋ የለን ክንብል ነኽእል። እምበኣርከስ ንሕና ግልጺ ዝኾነ መግለጺ ብዛዕባ እምነት ክርስትና ክንህበኩም።
read further
Celebrations and public holidays
Throughout the year there are special days to commemorate certain events. On some of those public holidays the shops stay closed. In this category you’ll learn more about German holidays and their meanings.
በዓል ልደት
በዓል ልደት ኣብጀርመን ኣዝዩ ኣገዳሲ በዓል እዩ። ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ዝዓበየ በዓል እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ድማ ብዙሕ ጽምብል ይግበር። ልደት ክቐርብ ከሎ በብዓይነቱ ሕብስታትን ኬካክትን ብሽኮትታትን በብዓይነቱ ልችታትን ብብዓይነቱ ክዳዉንትን ይግበር።
read further